ቅጥዒ መመዝገቢ ኣባላት ማሕበር ልምዓት እንዳባፃሕማን ከባቢኣን
ንሕና ተወለድትን ፈተውቲ ልምዓት እቲ ከባብን ብ ማሕበር ተወዲብና ኣብ ከባቢና ዘለው ናይ ከተማን ገጠርን መሰረተ ልምዓት ዝርጋሐ ንምስፍሕፋሕ፣ ፅሩይ ዝስተ ማይ ንምኹዓት ንጥዕና ሕብረተ-ሰብ ኣድላዪ ዝበሃሉ ተግባራት ንኽትግበሩ ድጋፍ ንምሃብን ዕብየት ከተማታትና ደረጅኡ ሓሊው ንክቅፅል ንዝምልከቶም መንግስታዊ ኣብያተ ፅሕፈትን ውልቀ-ኣካላትን ደገፍ ንምግባርን ይሰርሕ። ከምኡ እውን ፅፈት ትምህርቲ ወረዳና ሓፍ ንክብል ኣድላዩ ፃዕርታት ንክግበር ኢሉ እውን ኣብያተ-መፃሕፍቲ ንክህነፁን ኣብ ተምሃሮ ኣድሂብና ብትኹረት መንግስታውን ዘይ-መንግስታውን ትካላት ጉዳይና ኢሎም ንክሰርሕሉ ዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሻት ብምዕዳም ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ወሳኒ እዩ። ኣብዚ ዝተገልፀ ኣዕጋቢ ስራሕ ንምስራሕ እዚ ማሕበር ሕግን ደንብን ብምድላው ካብ ዝምልከቶ ኣካል ፍቓድ ብ ምርካብ ናብ ስራሕ ኣቲውና እናተንቀሳቐስና ንርከብ።
Sign in to Google to save your progress. Learn more
ስም
ስም ኣቦ
ስም ኣባሕጎ
ነባርነት ከባቢ
ትምህርቲ ደረጃ
ኣታዊ
ትምህርቲ ደረጃ
Clear selection
ዓመታዊ  ዓቕሚ መዋጮ
ዓመታዊ  ዓቕሚ መዋጮ  ኣገባብ ኣከፋፍላ
Clear selection
ስለ እቲ ወረዳ ይኹን ስለ እታ ማሕበር ዝምልከት ዝኾነ ይኹን ሃናፃይ ርእይቶ ኣብዚ ክተቕምጡ ትኽእሉ ኢኹም/ኢኽን።
Submit
Clear form
Never submit passwords through Google Forms.
This content is neither created nor endorsed by Google. Report Abuse - Terms of Service - Privacy Policy