JavaScript isn't enabled in your browser, so this file can't be opened. Enable and reload.
ከባቢ ሲያትል ኮቪድ-19 ናይ “ወሃቢ ሓገዝ” ወለንተኛ ቅጥዒ
ወለንተኛታት ኣብ ኣፍ ደገ ደለይቲ ሓገዝ ምግብን ቀረብን ንምብጻሕ እናዋደድና ንርከብ። ጓዕዚ ንምብጻሕ ክትሕግዙ እንድሕር ፈቲኹም እዚ ቅጥዒ ክትጥቀሙ ብትሕትና ንሓትት። ነመስግነኩም!
** ለግሱ **
https://www.gofundme.com/f/covid19-survival-fund-for-the-people
**እዚ ቅጥዒ በካልእ ቋንቋ ርኣዩ **
ስፓን ኛ(Español):
https://docs.google.com/forms/d/1MzBXABqWfHFQNwGcczVBb8r41OLBgojYO706PzlAAPs/viewform
አማርኛ (Amharic):
https://docs.google.com/forms/d/198xWJ7wbTnIZZgnCbBFB447JYSyP8OUxv79ldZiz1h4/viewform
እንግሊዝኛ(English):
https://docs.google.com/forms/d/16ESS-9g9S58wpEGavsGu3aj6LnhvVYNdJJd-Qp_PfUY/viewform
ቬትናምኛ (Tiếng Việt):
https://docs.google.com/forms/d/1crKqWWUmUZQOLTWCRXhhopdKy5_S1W4ZmkLwIMYLvsw/viewform
ንሕና ኣብ ጥንታዊ መሬት ዱዋምሽን ኮስት ሴይልሽን እንሰርሕ ህዝበ በቆል ጉጅለ መላእ ወለንተኛታት ኢና። ንትዕግስትኹምን ሞገስኩምን ነመስግን። ቀዳምነት እንህቦም ንዝሓመሙ፣ንጉዱኣት ኣካል፣በዘይ ክፍሊት ኰረንቲን ንዝተገበሩ፣ኣረጋውያን፣ፍቓድ መንበሪ ንዘይብሎም፣ንኲራት፣ንጸለምቲ፣ንሰብ መበቆል እዚ ዓዲ(ኢንድጅነስ) ወይ ሰብ ሕብሪ--ካብ ሲያትል ናብ ጥቕኣ ከተማታት ዝተመዛበሉ እውን ሓዊሱ።
**ክትሓቱ፣ ሓድሽ ሓበሬታ ክትሪኡ ወይ ክትሳተፉ ትደልዩ ዶ?**
ፌስቡክ:
https://www.facebook.com/covid19mutualaid
ኢንስትግራም: @covid19mutualaid
ኢሜይል:
covid19mutualaidsea@gmail.com
ንምልክታታት ምስ እቲ ጉጅለ ጉግል ተሓወሱ:
mutual-aid-seattle@googlegroups.com
ሓገዝ ሕተቱ:
https://docs.google.com/forms/d/1AGAs0EnZxeXDGrL5i85HGFWMbYWKqMl9ooBtu3vUHhc/viewform
ንደለይቲ መንበሪ ገዛ ጐረባብትና ዝኾኑ ቀረባት እንተለኩም፣ ምስ "this cold, cold world"ን ኣብ ፌስቡክ ኣዘራርቡ፡
https://www.facebook.com/This-cold-cold-world-101964174676844/
** ካልኦት ከባቢያዊ ንጥፈታት **
ሕብረት ሕድሕዳዊ ምትሕግጋዝ ትኮማ/ታኮማ (TMAC) ናይ ሓታቲ ሓገዝ ቅጥዒ:
https://docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLScQLH-RwSCAVCAm310EF91j74mvjIG49Za0F__8Mb1S3ZFEwA/viewform
ኢስትሳይድ & ደቡብ ሲያትል ሕድሕዳዊ ምትሕግጋዝ ናይ ሓታቲ ሓገዝ ቅጥዒ:
tinyurl.com/eastsidemutualaid
ሕድሕዳዊ ምትሕግጋዝ ስካጅት ካውንቲ:
https://docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLScziPY-6hzgFPCVUcMBbNMTWe19ROTqPdxjA7rdL2CHLxZ8rg/viewform
ነንባዕልትና ንተሓባሐብ። በባዕልትና ንባዕልትና።
Let’s take care of each other. By us for us.
Hãy chăm sóc lẫn nhau. Bởi chúng mình cho chúng mình.
እርስ በርሳችን እንከባከብ። በኛ ለኛ።
Vamos a cuidarnos unes a otres. Por nosotres, para nosotres.
守望相助。
Sign in to Google
to save your progress.
Learn more
* Indicates required question
ሽም
*
ሕጋዊ ሽም ከኸውን ግድን ኣይኮነን። ተውላጥኩም(ንስኹም፣ንስኽን ወዘተ) ክትውስኽሉ ትኽእሉ ኢኹም።
Your answer
ብኸመይ እንተረኽብናኩም ይሓይሽ?
*
ናትኩም ቁጽሪ ስልኪ፣ ኢሜይልን ወይ እውን ፌስቡክ መሰንጀር ንኽተጠቓልሉ በትሕትና ንሓትት -- እንድሕር ደሊኹም ዝተፈላለዩ መማረጽታት ክትህቡ ትኽእሉ ኢኹም።
Your answer
ንሃትኩም ቁጽሪ ስልኪ
*
መለለዪ ኮድ (ኤርያ ኮድ) እቲ ከባቢ ከካትቱ ብትሕትና ንሓትት
Your answer
ንሃትኩም ኢሜይል አድራሻ
ኢሜይል እንተዘይብልኩም እዚ ቦታ ክፍቲ ግደፍዎ
Your answer
መኪና ክትረኽቡ ትኽእሉ ዶ?
*
[Image is a side view of a small green car with a shadow beneath it.]
እወ
ኣይፋል
Other:
መኪና እንድሕር ዘይትረኽቡ፣ካብ መስመር ኣውተቡስ ክንደየናይ ርሕቐት ንምጉዓዝ ፍቓደኛ ኢኹም? ካሳብ ክንደይ ክብደት ክትስከሙ ትኽእሉ?
"ብሽክለታ ክጥቀም እየ።" ወይ ከዓ "መኪና ምስ ዘለዋ ሰብ ክሻረኽ ይደሊ እየ።" ዝብል ሓበሬታት ክተጠቓልሉ ትኽእሉ ኢኹም።
[Image is of a person with long brown hair, light skin, flip flops, a blue shirt, and a black skirt carrying two boxes. The boxes look like they might fall and the person is nervously sticking their tongue out.]
Your answer
ንመጓዓዝያኹም ወይ ንግዜኹም ተኸፋሊ ምዃን የድልየኩም ?
*
ሕድሕዳዊ ምትሕጋግዝ ክህቡ ዝደልዩ ሰባት ዘየድሊ ጽዕንቶ ንከይበጽሖም ምርግጋጽ ባህግና እዩ ።
እወ።በዘይካ ካሕሳ እዚ ስራሕ ምስራሕ ኣይክኣለንን።
እወ።ግዜይ ክልግስ ዝኽእል እኳ እንተኾንኩ ናይ ነዳዲ/ኣውቶቡስ ክፍሊት ክምለሰለይ ይደሊ።
ኣይፋል።
Other:
መኽፈሊ ኣስቤዛታት/ኣቕርቦታት ክትሕግዙ ትደልዩ ዶ?
ሕዚ እውን፣ ሕድሕዳዊ ምትሕጋግዝ ክህቡ ዝደልዩ ሰባት ዘየድሊ ጽዕንቶ ንከይበጽሖም ምርግጋጽ ባህግና እዩ ። ፋይናንሳዊ ውስንነት እንተልይኩም ገንዘብ ክተውጽኡ ፍጹም ኣይንጽበን።
ኣይፋል።ፈለማ ኣስቤዛታት ምዕዳገይ ኣቕድም ኣቢሉ ገንዘብ ከደልየኒ እዩ።
ኣይፋል። ንፈለማ መዐደጊ ዝኸውን ገንዘብ ኣለኒ መሕወዪ ዕድጊት ግን የድልየኒ እዩ።
እወ። ንፈለማ መዐደጊ ዝኸውን ገንዘብ ኣለኒ፣ዝተወሰነ እውን ክልግስ ይኽእል እየ ዘይሩ ዘይሩ ግን መሕወዪ ዕድጊት ከድልየኒ ይኸውን እዩ።
እወ። ዓዲግ ንዘብጸሖም ኣስቤዛታት ወጻኢ ክልግስ እየ።
Other:
Clear selection
ኣየነዎት ገንዘብ መመሓላለፊ መንገዲ ይጥዕመኩም?
[Image is a drawing of a light skinned hand grabbing three green $ bills. The background is a yellow square.]
ካሽ
ቸክ
ቨንሞ
ፐይፓል
ስኴር ካሽ
ፓፕ መኒ
ጉግል ዋሌት
ዜል
ፌስቡክ መስንጅር
ካሽኣፕ
Other:
ዝተኣዘዙ መድሓኒታት ምጉዓዝ ይጥዕመኩም ዶ?
*
ምወዳድ ስራሕ ወረቓቕትን ቦታ ፋርማሲን ክንሕግዝ ኢና።
[Image is an orange pill bottle with a white lid and a sticker that says "Rx" in blue, illustrated to look as if there are more lines of text. The background is a teal circle.]
እወ
ኣይፋል
Other:
ዕደመኹም 21ን ካብኡ ናላዕልን ኮይኑ ግቡእ መለለዩ መንነት ኣለኩም ዶ?
*
[Image is a sample WA state driver's license. The dark skinned person in the photo has short black hair and is wearing a suit and tie.]
እወ
ኣይፋል
Other:
ሕድሕድ ሰብ ንዓርሱ ዘድልዮ ፈሊጡ ጠለብ ከምዝገብር ንኽትኣምንዎ ትሰማምዑ ዶ? ጓዕዚ በዘይ ትእዕዝብቲ ንምብጻሕ ክትሰማምዑ ትኽእሉ ዶ?
*
(ንዝኾነ ሰብ ዘይሕጋዊ ዝኾነ ንኽዕድግ ወይ ንኸብጽሕ ኣይንሓትትን።) መልስኹም "እወ፣ በዘይካ..." እንተኾይኑ ካልእ “Other” ምርጹ እሞ ክትዕድግዎም ወይ ክተጓእዝዎም ዘይጥዕምኹም ቀረባት ወይ ኣስቤዛታት ርቑሑ።
እወ
ኣይፋል
Other:
ኣበይናይ ከተማ/ከባቢ ትነብሩ?
Your answer
ናበይናይ ከባቢ ጓዕዚ ንምብጻሕ ትመርጹ?
እቶም ከበባቢታት ብቅደም ሰዓብ ዳርጋ ካብ ደቡብ(ሳውዝ) ናብ ሰሜን (ኖርዝ) ተዘርዚሮም ተቐሚጦም ኣለዉ። ኣብ ጥቓ ትኮማ እንተኾይንኩም፣ምስ the Tacoma Mutual Aid Collective (TMAC)
tacomamututalaidcollective@gmail.com
ብምዝርራብ ሓገዝ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።
[Image is a map of Seattle neighborhoods.]
ካብ አበርን ንደቡብ ዝረሓቐ
አበርን
ፌደራል ዌይ
ኬንት
ድ ሞይን
ቢርየን
ሬንተን
ተክዊላ
ኖርማንዲ ፓርክ
ስካይወይን ሬይነር ቢችን
ዋይት ሰንተር
ዌስት ሲያትልን ደልድርችን
ሶዶ፣ ጆርጅታውንን ሳውዝ ፓርክን
ቢክን ሂልን ሬይነር ቫሊን
ሰንተራል ዲስትሪክትን ማዲሰን ቫሊን
ዳውንታውንን ካፒትል ሂልን
ኲን ኣንን ማግኖሊያን
ዩኒቨርሲቲ ዲስትሪክትን ርቬናን
ሳንድፖንትን ወጅውድን
ባለርድ፣ ክራውን ሂልን ኖርዝ ቢችን
ፍሪሞንት፣ ዎሊንፎርድን ግሪንሌይክን
ግሪንዉድን ቢተር ሌይክን
ሜፕል ሊፍ፣ ኖርዝ ጌትን ሌይክ ሲቲን
ሾርላይን
ሌይክ ፎረስት ፓርክ
ማውንት ሌይክ ቴረስ
ሊንዉድ
ማኪልቶ
ኤቨረት
Other:
በሓፈሻ፣መዓዝ ይጥዕመኩም?
ካልእ ዝነጸረ መዓልትን ሰዓትን "Other" ኣብ ዝብል ሳንዱቕ ክትረቑሑ ትኽእሉ ኢኹም።
ንጉሆ
ድሕሪ ሰዓት
ምሸት
ቀዳመሰንበት
Other:
እንታይ ቋንቋታት ክትዛረቡ ትኽእሉ? ጽሑፍ ምትርጓም ክትሕግዙና ትኽእሉ ዶ? በስልኪ ወይ በኣካል ከ ዝርርብ ክትርጉሙ ትኽእሉ ዶ?
*
እዚ ተዘረብቲ ወይ እውን ምልክት ቋንቋታት የጠቓልል።
[Image is a collection of multi-colored speech bubbles that say "Hello!" in many languages.]
Your answer
ናይ ተበጻሓይነት ጠለብ ኣለኩም ዶ፣ ወይ ድሕንነት ተሰሚዕኩም ጓዕዝታት ንምብጻሕ ካልእ ጠለብ ኣለኩም ዶ?
ጓዕዝታት ዘባጽሕ መሻርኽቲ
መጽረዪ ኢድ/መሕበሲ ናይ ምርካብ ሓገዝ
ተላባዲ ሕማም ከይህልወኒ ናይ ምፍላጥ ሓገዝ
Other:
ካልኦት ክትልግስዎም ፍቓድኛ ዝኾንክምሉ ክእለታት ኣለዉኹም ዶ?
ኣብ ቀረባ ጊዜ፣ ዓይነታት እንህቦም ሕድሕዳዊ ምትሕግጋዝ ንምስፋሕ ንሓስብ ኣለና። ካብዚኦም መጓዓዝያ፣ ሓገዝ መንፈሱ ንዝተረበሸ፣ ሓገዝ ምስሳይ ገዛ፣ምሕብሓብ ሃጻናት፣ ከልቢ ምወጻእ፣እንስሳ ዘቤት ምጽናሕ ወዘተ። ዝርዝር ተበጻሕነትኩም ብዝተኽኣለ መጠን ክትሕብሩልና ብትሕታና ንሓትት።ንኣብነት: ካብ ጨናመና ነጻ ክትኮኑ ትኽእሉ ዶ (
http://thinkbeforeyoustink.com/howtogofragrancefree.html
)? ብዊልቼር ተበጻሕነት ዘለዋ ቫን አለትኩም ዶ?
Your answer
ዝኾነ ይኹን ተወሰኽቲ ፍሉይ ሓበሬታታት፣ርእይቶታት፣ሕቶታት፣ ጠለብ ተበጻሕነት ጉዱኣት ኣካል፣ ኣቑሑት ናይ ምብጻሕ ሓበሬታታት?
Your answer
ግዜ ወሲድኩም እዚ ናይ ”ወሃቢ ሓገዝ“ ቅጥዒ ስዝለመላእኹም ደጊምና ነመስግነኩም! ኣብ ወሽጢ ሓደ ሰሙን ክንደሃየኩም ኢና።
ነንባዕልና ካብ ዘለና ብሩህነት፣ ፍቕሪን ጥበብ ብምትእኽኻብ ምስ እቶም ኣብ ውሃን ቻይና እንተይተረፉ ዓለም ለኻዊ ኣጋርነት ዘርእዩ ንዘለዉ ኣስተባሂልና ክንመሃር፣ ዘላቒ፣ብዙሓት ወለዶታት ዝሓቁፍ፤ ጸረ ባዕዳዊ፣ ጸረ ርእሰ ማላዊ፣ ሰበይታዊ(ፌሚንስት)፣ ኲርን ሓርነት ጉዱኣት ኣካልን ኣድማሱ ዝገበረ፤ ናይ ዓርሰወሳንነት፣ ኣጋርነትን ሕድሕዳዊ ምትሕግጋዝን ፖለቲካ ንምድንፋዕ ንዕልም።
ዋላ ሓደ ዝድርበ ሰብ የለን!
ኩሉም ቤት ማእሰርትታት፣ ማእኸላት ማዕገቲ ሰገናትን ማእኸላት ማዕገቲ ስደተኛታትን ሕዚ ይተዓጸዉ!
Submit
Clear form
Never submit passwords through Google Forms.
This content is neither created nor endorsed by Google. -
Terms of Service
-
Privacy Policy
Does this form look suspicious?
Report
Forms
Help and feedback
Contact form owner
Help Forms improve
Report