JavaScript isn't enabled in your browser, so this file can't be opened. Enable and reload.
ከባቢ ሲያትል ኮቪድ-19 ናይ "ሓታቲ ሓገዝ" ቅጥዒ
ኣብ ደገ በርኹም ምግብ ወይ ካልኦት ቀረባት ክበጽሕልኩም እንድሕር ደሊኹም ፣ እዚ ቅጥዒ ንክትጥቀሙ በትሕትና ንሓትት። ቀዳምነት እንህቦም ንዝሓመሙ፣ንጉዱኣት ኣካል፣በዘይ ክፍሊት ኰረንቲን ንዝተገበሩ፣ኣረጋውያን፣ፍቓድ መንበሪ ንዘይብሎም፣ንኲራት፣ንጸለምቲ፣ንሰብ መበቆል እዚ ዓዲ(ኢንድጅነስ) ወይ ሰብ ሕብሪ--ካብ ሲያትል ናብ ጥቕኣ ከተማታት ዝተመዛበሉ እውን ሓዊሱ።
** ለግሱ **
https://www.gofundme.com/f/covid19-survival-fund-for-the-people
**እዚ ቅጥዒ በካልእ ቋንቋ ርኣዩ **
ስፓንኛ (Español):
https://tinyurl.com/ur2865g
አምሓርኛ (Amharic):
https://tinyurl.com/vo9k5fm
እንግሊዝኛ (English):
https://tinyurl.com/wk7zzla
ቬትናምኛ (Tiếng Việt):
https://tinyurl.com/u9aflbu
中文 (Mandarin):
https://tinyurl.com/tz7doy2
ንሕና ኣብ ጥንታዊ መሬት ዱዋምሽን ኮስት ሴይልሽን እንሰርሕ ህዝበ በቆል ጉጅለ መላእ ወለንተኛታት ኢና። ንትዕግስትኹምን ሞገስኩምን ነመስግን።
** ክትሓቱ፣ ሓድሽ ሓበሬታ ክትሪኡ ወይ ክትሳተፉ ትደልዩ ዶ?**
ፌስቡክ:
https://www.facebook.com/covid19mutualaid
ኢንስትግራም: @covid19mutualaid
ኢሜይል:
covid19mutualaidsea@gmail.com
ንምልክታታት ምስ እቲ ጉጅለ ጉግል ተሓወሱ:
mutual-aid-seattle@googlegroups.com
ወለንተኛ ብምዃን ምሳና ስርሑ:
https://docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLSfLbPVQ-YNyUvRcwOXIpwM7-4YJZyA8fNU6JIEDs_YU2dKV1w/viewform
ንደለይቲ መንበሪ ገዛ ጐረባብትና ዝኾኑ ቀረባት እንተለኩም፣ ምስ "this cold, cold world"ን ኣብ ፌስቡክ ኣዘራርቡ፡
https://www.facebook.com/This-cold-cold-world-101964174676844/
** ካልኦት ከባቢያዊ ንጥፈታት **
ሕብረት ሕድሕዳዊ ምትሕግጋዝ ትኮማ/ታኮማ (TMAC) ናይ ሓታቲ ሓገዝ ቅጥዒ:
https://docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLScQLH-RwSCAVCAm310EF91j74mvjIG49Za0F__8Mb1S3ZFEwA/viewform
ኢስትሳይድ & ደቡብ ሲያትል ሕድሕዳዊ ምትሕግጋዝ ናይ ሓታቲ ሓገዝ ቅጥዒ:
tinyurl.com/eastsidemutualaid
ሕድሕዳዊ ምትሕግጋዝ ስካጅት ካውንቲ:
https://docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLScziPY-6hzgFPCVUcMBbNMTWe19ROTqPdxjA7rdL2CHLxZ8rg/viewform
Snohomish County Mutual Aid Request Form:
https://docs.google.com/forms/d/e/1FAIpQLSejPxLmXv2oNqYTTcqh37YSmr-kLPGfbdxFqo0hokqZLj9iqw/viewform
ነንባዕልትና ንተሓባሐብ። በባዕልትና ንባዕልትና።
Hãy chăm sóc lẫn nhau. Bởi chúng mình cho chúng mình.
Let’s take care of each other. By us for us.
እርስ በርሳችን እንከባከብ። በኛ ለኛ።
Vamos a cuidarnos unes a otres. Por nosotres, para nosotres.
守望相助。
Sign in to Google
to save your progress.
Learn more
* Indicates required question
ሽም
*
ሕጋዊ ሽም ከኸውን ግድን ኣይኮነን። ተውላጥኩም(ንስኹም፣ንስኽን ወዘተ) ክትውስኽሉ ትኽእሉ ኢኹም።
[Image is a red name tag that says "Hello my name is" with nothing written in the blank space.]
Your answer
ብኸመይ እንተረኽብናኩም ይሓይሽ?
*
ዝተፈላለዩ መማረጽታት ክትህቡ ብትሕትና ንሓትት።
[Image is a sketch of a smartphone open to a home page with many apps.]
Your answer
ቁጽሪ ስልኪ
*
መለለዪ ኮድ (ኤርያ ኮድ) እቲ ከባቢ ከካትቱ ብትሕትና ንሓትት
Your answer
ኢሜይል አድራሻ
ኢሜይል እንተዘይብልኩም እዚ ቦታ ክፍቲ ግደፍዎ
Your answer
በዝሒ ስድራኹም ክንደይ እዩ?
[Image is a photo of three people sitting on a couch, embracing. The person in the middle is laughing while being kissed on the cheek by both people on either side of them. The person on the left has orange locs, medium skin tone, and a pink shirt. The person in the middle has black hair, dark skin and a plain white T-shirt. The person on the right has straight black hair, dark skin, and a blue shirt.]
Your answer
ክልኩል ምግቢ፣ ኣለርጅታት፣ ወይ ዘይቅድዊ ምግቢ
ሓላል፣ናይ ጾም፣ ኮሸር፣ ቬጀቴሪየን፣ቪግን፣ናይ ፉል/ፒነት ኣለርጂ፣ ዘይምቅዳው ፀባ፣ ካብ ግሉትን ነጻ፣ ዘይምጻዋር ሽታ፣ወዘተ -- ዝሓተትክምዎ እንድሕር ወዲእና ንዝሓተትክምዎ ብዝቀራረብ ንምትካእ ምስ እንፍትን እዚ ሓበሬታ ኣገዳሲ እዩ።
[Image is "Mr. Yuk," a disgusted looking green emoji. The emoji is surrounded by a thick black outline, which has the words "Yuk!" and "Stay away!" written on it in all caps.]
Your answer
እትደልይዎ ዓይነታት ምግቢ እንታይ እዮም?
መኸሸኒ ቅመማት።
ኣሚቑካ ዝቕረብ/በረድ ዝዝሓለ።
ብቐሊሉ ዝዳሎ (ከም መኮሮኒ፣ሳንድዊች ወዘተ)።
ምድላው ዘየድልዮ።
Other:
ዝርዝር ኣዝቤዛ
*
ዝዕደጉ ነገራት ብሓፈሻ ከም “ፀባ።" ብፍሉይ ከዓ ከም " 24-ፍረ ፐርፕል ኦልወይስ መሕደሪ በዓል ክንፊ ጉዝጓዝ ወርሓዊ ጽገ።" ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።ብዝተኻእለና መጠን ዝሓተትክምዎ ንምምላእ ክንፍትን ኢና ፍሉይ ዝኾነ እንተተሳኢኑ ግን ዝትክእ ተመሳሳሊ ክንረኽበልኩም ንኸእል ኢና። ድሌትኩም ከም እትፈልጡ ስለንኣምነኩም በዘይምንም ትዕዝብቲ ንክነብጸሐልኩም ውፉያት ኢና።
[Image is a person with very curly brown hair, medium tone skin, a pink jacket, a yellow purse, and blue jeans pushing a grocery cart full of groceries: many bottles and bags of different sizes and colors.]
Your answer
ዝተኣዘዘልኩም መድሓኒት ከይዱ ዘምጽእ ሰብ የድልየኩም ድዩ? እወ እንተኾይኑ፣ ካብ ኣየናይ ፋርማሲ?
ኣድላዪ ሓበሬታታት ከም ናትኩም ሕጋዊ ሽም፣ ዕለት ትውልዲ፣ ናይ መድሓኒታት ሽም(ጉግል ፎርም ምሽጢር ኣይዕቅብን እምበር!)ንኽተጠቓልሉ ብትሕትና ንሓትት- ወይ - ቁጽሪ ስልኪ፣ ሲግናል፣ፌስቡክ መሰንጀር ከም መማረጺ እንድሕር ገዲፍኩምልና ክንረኽበኩም ንኽእል ኢና (ንምሽጥር እዚ መማረጺ ይሓይሽ)።
[Image is an orange pill bottle with a white lid and a sticker that says "Rx" in blue, illustrated to look as if there are more lines of text. The background is a teal circle.]
Your answer
ካልኦት ዘድልይኹም ቀረባት ወይ ጠላባት ኣለኩም ድዩ?
[Image: two hands reach to touch one another, with fingers curled to create a heart shape. The hand on the left is dark skinned; the hand on the right is medium skin tone.]
Your answer
ናይ ገንዘብ ሓገዝ ትደልዩ ዶ?
*
ንዝሓመሙ፣ንጉዱኣት ኣካል፣በዘይ ክፍሊት ኳራንቲን ንዝተገበሩ፣ንኣረጋውያን፣ፍቓድ መንበሪ ንዘይብሎም፣ንኲራት፣ንጸለምቲ፣ንሰብ መበቆል እዚ ዓዲ ወይ እውን ንሰብ ሕብሪ ክሳብ $50 ጠለብ ክንሽፍን ንኽእል ኢና(ገንዘብ ክሳብ ዝውዳእ)
[Image is drawing of a stack of three wads of green bills.]
ንናይ ባዕለይ በገንዘበይ ከፊለ ንካልኦት እውን ንምሕጋዝ ክልግስ እየ:
https://www.gofundme.com/f/covid19-survival-fund-for-the-people
ንናይ ባዕለይ ብገንዘበይ ክኸፍል እየ (ምስ መብጽሒት ሰብ ከዋድድ እየ)
ንዝበጸሑለይ ኣቑሑት ድጋፍ ይሓትት (ክሳብ $50)
ናይ $50 ድጋፍ ይሓተት እሞ ካብኡ ንላዕሊ ዝተረፈ ተወሳኺ ዋጋ አስቤዛ ባዕለይ ክምልእ እየ
Other:
መብጽሒ ኣድራሻ
*
[Image is a light orange cartoon house with two blue windows, a brown door, a red roof, and red heart-shaped smoke coming out of the orange chimney.]
Your answer
እቶም ቀረባት ዘድልይኹም መዓልትን ሰዓትን መዓዝ እዩ? ንሕቶኹም መልሲ ንምሃብ 48 ሰዓታት ክትፈቕዱልና ብኽብሪ ንሓትት።
*
ንእዋናዊት ዋሕስ ክንህብ እንተዘይክኣልና እኳ ዝክኣለና ኩሉ ክንገብር ኢና።
[Image is a cartoon of a blue clock and a red calendar on yellow background.]
MM
/
DD
/
YYYY
Time
:
AM
PM
ዝኾነ ይኹን ተወሰኽቲ ፍሉይ ሓበሬታታት፣ርእይቶታት፣ሕቶታት፣ ጠለብ ተበጻሕነት ጉዱኣት ኣካል፣ ትርጉም፣ኣቑሑት ናይ ምብጻሕ ሓበሬታታት?
Your answer
ክትልግስዎም ፍቓድኛ እትኾንሎም ክእለታት ኣለዉኹም ዶ?
ኣብ ቀረባ ጊዜ፣ ዓይነታት እንህቦም ሕድሕዳዊ ምትሕግጋዝ ንምስፋሕ ንሓስብ ኣለና። ካብዚኦም መጓዓዝያ፣ ሓገዝ መንፈሱ ንዝተረበሸ፣ ሓገዝ ምስሳይ ገዛ፣ምሕብሓብ ሃጻናት፣ ከልቢ ምወጻእ፣እንስሳ ዘቤት ምጽናሕ ወዘተ። ዝርዝር ተበጻሕነትኩም ብዝተኽኣለ መጠን ክትሕብሩልና ብትሕታና ንሓትት።ንኣብነት: ካብ ጨናመና ነጻ ክትኮኑ ትኽእሉ ዶ (
http://thinkbeforeyoustink.com/howtogofragrancefree.html
)? ብዊልቼር ተበጻሕነት ዘለዋ ቫን አለትኩም ዶ?
Your answer
ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ናትኩም ጠለብ ከምእነማልእን ከምዘይንማልእን ንኽነፍልጠኩም ክንፍትን ኢና ።
ነንባዕልና ካብ ዘለና ብሩህነት፣ ፍቕሪን ጥበብን ብምትእኽኻብ፤ ምስ እቶም ኣብ ውሃን ቻይና እንተይተረፉ ዓለም ለኻዊ ኣጋርነት ዘርእዩ ንዘለዉ ኣስተባሂልና ክንመሃር፤ ዘላቒ፣ብዙሓት ወለዶታት ዝሓቁፍ፤ ጸረ ባዕዳዊ፣ ጸረ ርእሰ ማላዊ፣ ሰበይታዊ(ፌሚንስት)፣ ኲርን ሓርነት ጉዱኣት ኣካልን ኣድማሱ ዝገበረ፤ ናይ ዓርሰወሳንነት፣ ኣጋርነትን ሕድሕዳዊ ምትሕግጋዝን ፖለቲካ ንምድንፋዕ ንዕልም።
ዋላ ሓደ ዝድርበ ሰብ የለን!
ኩሎም ቤት ማእሰርትታት፣ ማእኸላት ማዕገቲ ሰገናትን ማእኸላት ማዕገቲ ስደተኛታትን ሕዚ ይተዓጸዉ!
Submit
Clear form
Never submit passwords through Google Forms.
This content is neither created nor endorsed by Google. -
Terms of Service
-
Privacy Policy
Does this form look suspicious?
Report
Forms
Help and feedback
Contact form owner
Help Forms improve
Report